Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
4 ኤዶም፡ ድኻታት ኢና፡ ግናኸ ተመሊስና ነቲ ዝዓነወ ቦታታት ክንሃንጾ ኢና። እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ንሳቶም ኪሃንጹ እዮም፡ ኣነ ግና ክፈርስ እየ። ንሳቶም ከኣ፡ ዶብ ክፍኣትን፥ እግዚኣብሄር ንዘለኣለም እተቘጥዖ ህዝብን ኪብሉዎም እዮም።