14 እቲ ኣብ መጓሰኡ ተባዕታይ ዘለዎ፡ መብጽዓ ዚኣተወ፡ ንእግዚኣብሄር ከኣ ጥፍኣት ዘቕረበ መታለሊ ግና ርጉም እዩ። ኣነ ዓብዪ ንጉስ እየ እሞ፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፡ ስመይ ድማ ኣብ ኣህዛብ ዜስካሕክሕ እዩ።