11 ካብ ምብራቕ ጸሓይ ክሳዕ ምዕራባ ስመይ ኣብ ኣህዛብ ዓብዪ ኪኸውን እዩ። ስመይ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ዓብዪ ኪኸውን እዩ እሞ፡ ኣብ ኵሉ ቦታ ንስመይ ዕጣንን ንጹህ መስዋእትን ኪቐርብ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።