10 ካባኻትኩም እውን ከይተረፈ ማዕጾታት ንኸንቱ ዚዓጽዎ መን ኣሎ፧ ኣብ መሰውኢይ ድማ ብኸንቱ ሓዊ ኣይትውልዑን ኢኹም። ኣባኻ ባህ የብለይን፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፡ ካብ ኢድካ ዝዀነ ይኹን መስዋእቲ ኣይቅበልን እየ።