35 እቲ መልኣኽ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰላ፡ መንፈስ ቅዱስ ክመጸኪ እዩ፡ ሓይሊ ልዑል ድማ ከጽልለኪ እዩ። ስለዚ እቲ ካባኻ ዝውለድ ቅዱስ እውን ወዲ ኣምላኽ ክበሃል እዩ።