Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
2 ናብ ደቂ ኣሮን ካህናት ድማ የብጽሖ። ካብ ሓርጭኡን ካብ ዘይቱን ድማ ብኣጻብዕቱ ምስ ኲሉ ዕጣን ይውሰድ። እቲ ኻህን ድማ ነቲ መዘከርታኡ ኣብ መሰውኢ ንእግዚኣብሄር ጥዑም ጨና ዘለዎ ብሓዊ መስዋእቲ ጌሩ የቃጽሎ።