Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
36 ብዛዕባ እቶም ብህይወት ዝተረፍኩም ድማ፡ ኣብ ሃገራት ጸላእቶም ናብ ልቦም ተስፋ ምቝራጽ ክሰድድ እየ። ድምጺ ምጉርምራም ቆጽሊ ድማ ክስዕቦም እዩ፤ ከም ሃደምቲ ድማ ኣብ ቅድሚ ሰይፊ ክሃድሙ እዮም። ሓደ እኳ እንተ ዘይሰዓበ ድማ ክወድቁ እዮም።