21 በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ቅዱስ ምትእኽኻብ ምእንቲ ኪዀነልኩም፡ ኣበስሩ። ዝኾነ ናይ ኣገልግሎት ስራሕ ኣይትሰርሑ፤ ኣብ ኵሉ መንበሪኹም ኣብ ወለዶታትኩም ንዘለኣለም ሕጊ ኪኸውን እዩ።