Online Bible

- Reklamy -




ዘሌዋውያን 1_1:17 - Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024

17 ብኣኽናፉ ኺለግሶ፡ ኣብ ቍርጽራጽ ግና ኣይመቕሎን እዩ። እቲ ኻህን ድማ ኣብ መሰውኢ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ሓዊ ዘሎ ዕንጨይቲ የብርሆ። ንሱ ዚሓርር መስዋእቲ፡ መስዋእቲ ሓዊ፡ ንእግዚኣብሄር ጥዑም ጨና እዩ።

Viz kapitola kopírovat




Následuj nás:

Reklamy


Reklamy