Online Bible

- Reklamy -




ትንቢት ዮናስ 1_1:3 - Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024

3 ዮናስ ግና ካብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ናብ ተርሲሽ ኪሃድም ተንሲኡ ናብ ዮፔ ወረደ። ናብ ተርሲሽ እትኸይድ መርከብ ረኸበ፡ መሳርሒኡ ከፊሉ ድማ ካብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ምሳታቶም ናብ ተርሲሽ ክኸይድ ደየበ።

Viz kapitola kopírovat




Následuj nás:

Reklamy


Reklamy