Online Bible

- Reklamy -




ኤርሚያስ 6_1:1 - Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024

1 ኣቱም ደቂ ብንያም፡ ካብ የሩሳሌም ክትሃድሙ ተኣኪብኩም ኣብ ተኮኣ መለኸት ክትነፍሑ፡ ኣብ ቤት-ሓከረም ድማ ምልክት ሓዊ ክትገብሩ፡ ካብ ሰሜን ክፍኣትን ዓቢ ጥፍኣትን ይረአ ኣሎ።

Viz kapitola kopírovat




Následuj nás:

Reklamy


Reklamy