3 ኣብ መበል ኣርብዓ ዓመት፡ ኣብ መበል ዓሰርተው ሓደ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ ድማ፡ ሙሴ ንደቂ እስራኤል ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞም ኲሉ ተዛረቦም።