20 እቲ ንጉስ ኣብ ዝሓተቶም ዅሉ ጥበብን ምስትውዓልን ድማ፡ ካብቶም ኣብ ብዘላ መንግስቱ ዝነበሩ ዅሎም ኣስማተኛታትን ቈጸርቲ ቈጸራ ኸዋኽብትን ብዓሰርተ ዕጽፊ ከም ዚበልጹ ረኸበ።