8 መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌኹም ምስ መጸ ግና ሓይሊ ክትቅበሉ ኢኹም። ኣብ የሩሳሌም ከምኡውን ኣብ ብዘላ ይሁዳን ኣብ ሰማርያን ክሳዕ ወሰን ምድርን መሰኻኽረይ ክትኮኑ ኢኹም።