9 ሽዑ ንጉስ ምስ ሓምሳኡ ሓለቓ ሓምሳ ሰደደ። ናብኡ ደየበ፡ እንሆ ድማ ኣብ ርእሲ ጎቦ ተቐሚጡ ነበረ። ንሱ ድማ በሎ፡ ኣንታ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ ንጉስ ድማ፡ ውረድ!