17 ደይቦም ድማ ካብ ግብጺ ብሽዱሽተ ሚእቲ ሲቃል ብሩር ሰረገላ፡ ሓደ ፈረስ ድማ ሚእትን ሓምሳን ኣምጽኡ። በዚ ኸኣ ንዅሎም ነገስታት ሄታውያንን ንነገስታት ኣራምን ኣፍራስ ኣውጽኡሎም።