8 ኣብ መቄዶንያን ኣካያን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ ኣምላኽ እምነትኩም ኣብ እተዘርግሓሉ ዅሉ ቦታውን ቃል ጐይታ ካባኻትኩም ነፈሰ። ስለዚ ክንዛረብ ኣየድልየናን እዩ።