Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሶፎንያስ 1:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 “በታ መዓልቲ መስዋእቲ እግዚኣብሄር፥ ኣነ ንዅሎም መሳፍንትን ደቂ ንጉስን ነቶም ክዳን ጓኖት ዝኽደኑን ክቐፅዖም እየ።

Ver Capítulo Copiar




ሶፎንያስ 1:8
15 Referencias Cruzadas  

ነቲ ሓላዊ ቅዱሳት ኣልባስ ድማ “ንዅሎም ኣገልገልቲ ጣዖት በዓል ኣልባስ ኣውፅአሎም” በሎ። ንሱ ኸዓ ኣልባስ ኣውፅአሎም።


እግዚኣብሄር ግና “ኵሉ ግብሩ ኣብ እምባ ፅዮንን ኣብ ኢየሩሳሌምን ምስ ፈፀመ ንንጉስ ኣሶር ስለ ትዕቢት ልቡን፥ ንድርቅና እተን ኵሩዓት ኣዒንቱን ክቐፅዖ እዩ።”


ብናይ ምብራቕ ሰባት ክፉእ ኣመል ስለ ዝተመልኡ፥ ከም ፍልስጥኤማውያን ከዓ ስለ ዝጠንቈሉ፥ ምስ ደቂ ጓናውን ስለ ዝተሓባበሩ፥ ንቤት ያእቆብ ህዝብኻ ሓደግካዮም።


በታ መዓልቲ እቲኣ ኸምዙይ ክኸውን እዩ፦ እግዚኣብሄር ኣብ ላዕሊ ንዘለዉ ሰራዊት ኣብ ላዕሊ፥ ኣብ ምድሪ ንዘለዉ ነገስታት ድማ ኣብ ምድሪ ኽቐፅዖም እዩ።


ካባኻ ዝውለዱ ደቅኻ ኸዓ፥ ናብ ስደት ክውሰዱ እዮም እሞ፥ ስሉባት ኮይኖም ኣብ ቤት ንጉስ ባቢሎን ከገልግሉ እዮም” በሎ።


ንነገስታት የላግፁሎም፤ ንመሳፍንቲ ኸዓ መስሓቒ ይገብርዎም። ብዅሉ ዕርድታት ይስሕቑ፤ ነቲ ሓመድውን ኰሚሮም ይወስድዎ።


“ሰበይቲ፥ ክዳን ሰብኣይ ኣይትከደን፤ ሰብኣይ ከዓ ኽዳን ሰበይቲ ኣይከደን፤ ኵሉ ኸምዙይ ዝገብር ብእግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ዝተፀልአ እዩሞ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos