Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘካርያስ 8:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ ከምኡውን ኣረጋውያን ሰብኡትን፥ ኣረጋውያት ኣንስትን፥ ኣብ ኣደባባያት ኢየሩሳሌም መሊሶም ክቕመጡ እዮም፤ ዕድመኣቶም ስለ ዝነውሐ ኸዓ፥ ነፍሲ ወከፎም ምርኩስ ኣብ ኣእዳዎም ክሕዙ እዮም።

Ver Capítulo Copiar




ዘካርያስ 8:4
12 Referencias Cruzadas  

ድሕሪዙይ ኢዮብ ሸምጊሉ ዕድመ ፀጊቡ ሞተ።


ኵልሱስ እኽሊ ብጊዜኡ ኸም ዝኣቱ፥ ዕድመ ፀጊብካ ኽትቅበር ኢኻ።”


በትሩ ተመርኲሱ ኸዓ፥ ንደገ ኽወፅእ እንተ ኸኣለ፥ እቲ ዝወቕዖ ሓራ እዩ። ናይቲ ስራሕ ዘብኰሮ ጊዜ ጥራሕ ይኽሓሶ፤ ፈፂሙ ኽሳዕ ዝሓዊ ኸዓ ይከናኸኖ።


ሽዑ እታ ድንግል ብጐይላ ባህ ክብላ እዩ፤ ኣጓብዝን ኣረጋውያንንውን፥ ሓቢሮም ክሕጐሱ እዮም፤ ንሓዘኖም ናብ ሓጐስ ክልውጦ እየ፤ ከፀናንዖምውን እየ።


“ኣብ ከተማታት ይሁዳን ኣብ ኵሉ ሃገርን፥ ምስ ሓረስቶትን ምስቶም መጓሰ ሒዞም ዝዞሩን ዝነብሩን ሰባት ክርከቡ እዮም።


ከምዙይ ድማ በሎ፦ “ጕየ፥ ነቲ ጐበዝ፥ ከምዙይ ኢልካ ንገሮ፦ ኢየሩሳሌም፥ ኣብ ውሽጣ ኻብ ዘሎ ብዝሒ ሰብን ከፍትን ዝተልዓለ፥ ቅፅሪ ኸም ዘይብላ ኸተማ ኽትከውን እያ።


ንስኻትኩም ግና ናብ እምባ ፅዮንን፥ ናብታ ኸተማ ህያው እግዚኣብሄር ዝኾነት ሰማያዊት ኢየሩሳሌምን፥ ናብቶም ብሓጐስ ዝተኣከቡ ኣእላፋት ዝኾኑ መላእኽትን፥


እንሆ ኣብ ቤትካ ሽማግለ ምእንቲ ኸይርከብ፥ ቅልፅምካን ቅልፅም ቤት ኣቦኻን ዘጥፍአለን መዓልቲታት ክመፃ እየን።


ኣብ ኵሉ በረኸት እስራኤል፥ ንስኻ ኣብ መሕደሪየይ ፀላኢኻ ኽትርኢ ኢኻ፤ ኣብ ቤትካ ድማ ንሓዋሩ ሽማግለ ኣይርከብን እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos