Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘካርያስ 5:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ነቲ ዝዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከዓ “ነዝ መስፈሪ ኢፍ፥ ናበይ እየን ዝወስዳኦ ዘለዋ?” በልክዎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘካርያስ 5:10
4 Referencias Cruzadas  

ኣነ ኸዓ “ናበይ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ?” ኢለ ጠየቕክዎ። ንሱ ድማ “ንውሓትን ስፍሓትን ኢየሩሳሌም ክንደይ ከም ዝኾነ ኽልክዕ፥ እኸይድ ኣለኹ” በለኒ።


ንሱ ኸዓ “ቤት ምእንቲ ኽሰርሓሉ ናብ ምድሪ ሰናዖር እየን ዝወስዳኦ ዘለዋ። ምስተዳለወ ኣብኡ ኣብ ስፍራኡ ኽነብር እዩ” በለኒ።


መሊሰ ኣዒንተይ ኣልዒለ ጠመትኩ፤ እንሆ ኽልተ ኣንስቲ ወፃ፤ ኣብ ኣኽናፈንውን ንፋስ ነበረ። ኣኽናፈን ከም ኣኽናፍ ራዛ ነበራ፤ ነቲ መስፈሪ ኢፍውን፥ ኣብ መንጎ ሰማይን ምድርን ኣልዓላኦ።


ኣነ ኸዓ ነቲ ምሳይ ዝዛረብ ዝነበረ መልኣኽ “ኦ ጐይታይ፥ እዚኣቶምከ እንታይ እዮም?” በልክዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos