Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘካርያስ 4:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ብድሕሪኡ ነቲ መልኣኽ “እዞም ብየማነ ፀጋም እዝ ቐዋሚ ቐንዲል ዘለዉ፥ ክልተ ኣእዋም ኣውሊዕኸ እንታይ እዮም?” በልክዎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘካርያስ 4:11
3 Referencias Cruzadas  

ደጊመውን “እቶም ኣብ ጥቓ እቶም ክልተ ሻምበቆታት ወርቂ፥ ዘይቲ ዘውሕዙ ኽልተ ጨናፍር ኣውሊዕኸ እንታይ እዮም?” በልክዎ።


ኣብ ጥቓአን ድማ ኽልተ ኣእዋም ኣውሊዕ ነበራ፤ እታ ሓንቲ ኣብ የማን እቲ እንዳ ዘይቲ፥ እታ ሓንቲውን ኣብ ፀጋሙ ነበራ” በልኩ።


እዚኣቶም፥ ኣብ ቅድሚ እቲ ጐይታ ምድሪ ዝቖሙ፥ ክልተ ኣዋሊዕን ክልተ ቐናዲልን እዮም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos