Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘካርያስ 2:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ኣነ ኸዓ “ናበይ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ?” ኢለ ጠየቕክዎ። ንሱ ድማ “ንውሓትን ስፍሓትን ኢየሩሳሌም ክንደይ ከም ዝኾነ ኽልክዕ፥ እኸይድ ኣለኹ” በለኒ።

Ver Capítulo Copiar




ዘካርያስ 2:2
10 Referencias Cruzadas  

እቲ መዐቀኒ ገመድ ከዓ፥ ክሳዕ ኰረብታ ጋሬብ ቀጥ ኢሉ ኽዝርጋሕ እዩ፤ ናብ ጐዓም ኣቢሉውን ክምለስ እዩ።


ናብኣ ኸዓ ወሰደኒ፤ እንሆ ድማ ኸም ነሃስ ዝትርኢቱ ሰብኣይ፥ ገመድ ልሕፂ እንጣጢዕን፥ ዝእምተሉ ዘንግን ኣብ ኢዱ ሒዙ፥ ኣብታ ደገ ደው ኢሉ ነበረ።


ንርስቲ እታ ኸተማ ኸዓ ኣብ ኣንፃር እታ ዝወፈኹምዋ መባእ፥ እታ ቅድስቲ ኽፍሊ፥ ሓሙሽተ ሽሕ ዝወርዳ፥ ዕስራን ሓሙሽተን ሽሕ ዝምንዋሓ መድቡ፤ እዚኣ ንብዘሎ ቤት እስራኤል ትኹን።


ስለዙይ እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል፦ ብምሕረት ናብ ኢየሩሳሌም ተመሊሰ ኣለኹ። ቤተይ ኣብኣ ኽስራሕ እዩ። ኢየሩሳሌም ከዓ ንኻልኣይ ጊዜ ኽትህነፅ እያ፤ ኣብ ኢየሩሳሌም ድማ መለክዒ ገመድ ክዝርጋሕ እዩ’ ይብል ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ኢልካ ስበኽ” በለኒ።


ነቲ ዝዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከዓ “ነዝ መስፈሪ ኢፍ፥ ናበይ እየን ዝወስዳኦ ዘለዋ?” በልክዎ።


“ሕዚ ግና ናብቲ ዝለኣኸኒ፥ ናብ ኣብ፥ እኸይድ ኣለኹ፤ ካባኻትኩም ሓደኳ ‘ናበይ ኢኻ ትኸይድ?’ ኢሉ ዝጥይቐኒ የለን።


ድሕሪዙይ ዘንጊ ዝመስል መዐቀኒ ተውሃበኒ እሞ “ተስእ፤ ነቲ መቕደስ እግዚኣብሄርን፥ ነቲ መሰውእን ዓቅኖ፤ ነቶም ኣብኡ ዝሰግዱ ዘለዉውን ቍፀሮም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos