Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘካርያስ 11:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ኣታ ኦም ፅሕዲ፥ ዝግባ ሊባኖስ ወዲቑ እዩሞ፥ ክቡራትውን ጠፊኦም እዮምሞ፥ ዋይ ዋይ በል። ኣቱም ኣእዋም ባሳን፥ እቲ ፀምፀም ዱር ተቘሪፁ እዩ እሞ፥ ዋይ ዋይ በሉ።

Ver Capítulo Copiar




ዘካርያስ 11:2
12 Referencias Cruzadas  

“ኣታ ወዲ ሰብ፥ ገፅካ ናብ ደቡብ ኣቢልካ ምለስ፥ ናብ ደቡብ ከዓ ቓልካ ኣንጠብጥብ፤ ነቲ ኣብ ደቡብ ዘሎ ዱር በረኻ ድማ ተነበየሉ።


መቕዘፊታትኪ ኻብ ኣውሒ ባሳን ገበሩ፤ ኮፍ መበሊታትኪ ብስኒ ሓርማዝ ሸሊሞም በቲ ኻብ ደሴታት ኪቲም ዝመፀ ኣእዋም ገበሩ።


ንሳቶም ድማ ናብቶም ቅልፅሙ ኾይኖም፥ ኣብ ማእኸል ኣህዛብ ኣብ ፅላሉ ተቐሚጦም ዝነበሩ ብሰይፊ ዝተቐትሉ፥ ምስኡ ናብ ሲኦል ወረዱ።”


እቶም ኣብ ፅዮን ሃዲኦም ዝቕመጡ፥ ኣብ እምባ ሰማርያ ድማ ተኣማሚኖም ዝነብሩ ቤት እስራኤል፥ ናብኣቶም ዝመፁዎም፥ መራሕቲ ኣህዛብ ወይለኦም!


ኣታ ሊባኖስ፥ በርታትካ ኽፈት፤ ሓዊውን ንዝግባታትካ ትብላዕ።


ክብሪ ጓሶት ተዋሪዱ እዩሞ፥ ድምፂ ኣውያቶም ተሰምዐ፤ ትዕቢት ዮርዳኖስ ተዋሪዱ እዩሞ፥ ድምፂ ምጕዛም ኣንበሳ ተሰምዐ።


ኣብ ርሑስ ኦም ከምዙይ ዝገበሩስ፥ ኣብቲ ንቑፅ ደኣ፥ ከመይ ክኸውን እዩ?”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos