Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ቲቶ 3:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ኣብ ኒቆጵልዮን ክኸርም ወሲነ ኣለኹ እሞ፥ ንኣርጢሞን ወይ ንቲኪቆስ ምስ ለኣኽኩልካ፥ ዝገበርካ ጌርካ ናባይ ምፃእ።

Ver Capítulo Copiar




ቲቶ 3:12
8 Referencias Cruzadas  

በዓል ቤርያ ዝኾነ ጴጥሮስ ወዲ ጲሮስ፥ ኣርስጦርኮስን ሲኮንዱስን ሰብ ተሰሎንቄ፥ ጋይዮስ በዓል ደርቤን፥ ከምኡ ኸዓ ጢሞቴዎስ፥ ካብ እስያ ኸዓ ቲኪቆስን ጥሮፊሞስን፥ ክሳዕ እስያ ኣፋነውዎ።


ናብቲ ዝኸዶ ዓዲ ምእንቲ ኽተፋንዉኒ፥ ምናልባሽ ምሳኻትኩም እፀንሕ ወይ እኸርም እኸውን እየ።


ሕዚ ኸዓ ኸመይ ከም ዘለኹን፥ እንታይ ከም ዝገብርን ምእንቲ ኽትፈልጡ፥ እቲ ፍቑር ሓወይን ብጐይታ ኸዓ፥ እሙን ኣገልጋልን ዝኾነ ቲኪቆስ፥ ኵሉ ኽነግረኩም እዩ።


ቲኪቆስ፥ እቲ ፍቑር ሓውናን፥ እሙን ኣገልጋልን፥ ብጐይታ መሳርሕተይን፥ ከመይ ከም ዘለኹ ኸፍልጠኩም እዩ።


ንቲኪቆስ ግና፥ ናብ ኤፌሶን ሰዲደዮ ኣለኹ።


ቅድሚ ኽረምቲ ንኽትመፅእ ዝከኣለካ ግበር። ኤውግሎስን ጱዴስን ሊኖስን ቀላውድያንን ኣሕዋትናውን፥ ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ።


ጢሞቴዎስ፥ ቀልጢፍካ ናባይ ምፃእ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos