9 ነቶም መገልገልቲ ኸዓ፥ ንጐይተቶም ብዅሉ ነገር ክእዘዙ፥ ከሐጕስዎም እምበር ክፉእ ከይምልሱሎም መዓዶም።
ከምቲ ቤተ ክርስቲያን ንክርስቶስ እትእዘዞ፥ ከምኡ ድማ ኣንስቲ፥ ንሰብኡተን ብዅሉ ይተኣዘዛኦም።