Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መሃልየ 5:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ቀሚሸይ ኣውፂአ እየ፤ ከመይ ኢለ ክኽደኖ? እግረይ ተሓፂበ እየ፤ ከመይ ኢለ ኸርስሖ?

Ver Capítulo Copiar




መሃልየ 5:3
8 Referencias Cruzadas  

ሽዑ “ኣቱም ጐይቶተይ፥ በይዛኻትኩም ናብ ገዛይ ናብ ገዛ ባርያኹም ኣግልሱ፤ ኣእጋርኩም ድማ ተሓፀቡ፤ ሕደሩውን፥ ፅባሕ ኣንጊህኹም ተሲእኹም ከዓ መንገድታትኩም ትኸዱ” በሎም። ንሳቶም ግና “ኣይፋልናን፤ ኣብ ኣደባባይ ኢና እንሓድር” ኢሎም መለሱሉ።


ነፍሲ ሃካይ ሰብ ትምነ፥ ግና ሓንቲኳ ኣይትረክብን፤ ነፍሲ ትጉሃት ግና የመና ትፀግብ።


ሃካይ “ኣብ ወፃኢ ኣንበሳ ኣሎ፤ ኣብ ማእኸል መንገዲ ኽመውት እየ” ይብል።


ክትገብረሉ እናተኽኣለካ፥ ንብፃይካ “ኪድ ፅባሕ ተመለስ፤ ክህበካ እየ” ኣይትበሎ።


መርዓዊ ምስ ደንጐየ ድማ፥ ኵለን ተታኺሰን ደቀሳ።


እቲ ዓርኩ ኸዓ ኻብ ውሽጢ መሊሱ ‘ኣይተሸግረኒ፤ ሕዚ ማዕፆ ተሸጕሩ እዩ፤ ደቀይውን ምሳይ ኣብ ዓራት ደቂሶም ኣለዉ፤ ተሲአ ኽህበካ ኣይክእልን’ ዘይብሎ መን እዩ?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos