Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መሃልየ 4:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ኣስናንኪ፥ ካብ ምሕፃብ ወፂአን ከም ዝተቐረፃ፥ ኵለን መማንታ ኸም ዝወልዳ፥ ካብኣተን ከዓ መኻን ከም ዘይብለን መጓሰ እየን።

Ver Capítulo Copiar




መሃልየ 4:2
10 Referencias Cruzadas  

ኣብ ሃገርካ ጥንሲ ዝወርዳ ወይ መኻን ሰበይቲ ኣይትርከብን እያ። ቍፅሪ ዘመንካ ኸብዝሖ እየ።


ኣቲ ፍቕርተይ ክንደይ ትፅብቒ! ከመይ ዝበልኪ ቘንጆኸ ኢኺ! ኣዒንትኺ ኣብ ውሽጢ ጕልባብኪ፥ ከም ርግቢታት እየን፤ ፀጕሪ ርእስኺ ኸም እተን ካብ እምባ ገለዓድ ዝወርዳ መጓሰ ኣጣል እዩ።


ከናፍርኪ ኸም ቀይሕ ፍሕሶ ሃሪ እየን፤ ኣፍኪ ድማ ፅቡቕ እዩ፤ ኣብ ውሽጢ ጕልባብኪ ዘሎ መታልሕኺ፥ ከም ምቃል ሮማን እዩ።


ኣስናንኪ፥ ካብ ምሕፃብ ከም ዝወፃ መኻን ዘይብለን ኵለን ማንታ ማንታ ዝወልዳ መጓሰ ኣባጊዕ እየን።


ቃልካ ምስ ረኸብኩ በላዕኽዎ፤ ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰራዊት፥ ብስምካ ተሰምየ እየ እሞ፥ ቃልካ ሓጐሰይን ፍስሃ ልበይን ኮነኒ።


ኣባይ ትነብሩ እንተ ዄንኩም፥ ቃለይውን ኣባኻትኩም ዝነብር እንተ ደኣ ኾይኑ፥ ኵሉ እትደልይዎ ለምኑ እሞ ክኾነልኩም እዩ።


ነቲ ኻባና ዝሰማዕኹምዎ ቓል እግዚኣብሄር ምስ ተቐበልኩምዎ፥ ከምቲ ኣባኻትኩም ኣብ ኣመንቲ ዝሰርሖ ዘሎ፥ ከምቲ ሓቁ፥ ከም ቃል እግዚኣብሄር እምበር፥ ከም ቃል ሰብ ስለ ዘይተቐበልኩምዎ፥ ንሕና እንተየቋረፅና ንእግዚኣብሄር ነመስግኖ ኣለና።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos