Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መሃልየ 3:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ተሲአ ናብ ከተማ ክኸይድ፤ ኣብ ዕዳጋን ኣብ ኣደባባይን ክዘውር፤ ነቲ ነፍሰይ እትፈትዎ ኸዓ ኽደልዮ እየ፤ ደለኽዎ ግና ኣይረኸብክዎን።

Ver Capítulo Copiar




መሃልየ 3:2
18 Referencias Cruzadas  

እቲ ኣብ ልዳት ደገታተይ በብመዓልቱ፥ ኣብ በርታተይ እናተፀበየ፥ ንኣይ ዝሰምዕ ሰብ ብፁእ እዩ፤


ኣታ ነፍሰይ እትፈትወካ፥ እስኪ ንገረኒ፤ ንመጓሰኻ ኣበይ ተውፍረን? ቀትርኸ ኣበይ ኢኻ እተዕርፈን? ስለ ምንታይከ ደድሕሪ መጓሰ ኣዕርክትኻ ዀለል ዝብል?


ኣብ ከተማ ዝዞሩ ሓለውቲ ረኸቡኒ፤ “ነቲ ነፍሰይ እትፈትዎ ርኢኹምዎዶ?” ኢለ ኸዓ ጠየቕክዎም።


ንፍቱወይ ክኸፍተሉ ተሳእኹ፤ ኣእዳወይ ከርበ፥ ኣፃብዕተይ ድማ፥ ፈሳሲ ኸርበ ኣብቲ መሸጐሪ ማዕፆ ኣንጠብጠቡ።


ገፅካ ኸዊልካልና፥ ብሰንኪ ሓጢኣትና ኸዓ ደርቢኻና ኢኻ እሞ፥ ስምካ ዝፅውዕን፥ ንኣኻ ኽሕዝ ዝትስእን፥ ሓደ እኳ የለን።


ኣብ መንገድታት ኢየሩሳሌም ዙሩሞ፥ ረአዩን ተመልከቱን፤ ኣብ ዕዳጋታታ ኸዓ ድለዩ፤ ሓደ፥ እወ ሓደ እኳ ፍትሒ ዝገብር፥ ሓቂ ኸዓ ዝደሊ እንተ ረኸብኩም፥ ኣነውን ክምሕራ እየ።


ካብ እግዚኣብሄር ዝተልኣኸ ዮሃንስ ዝስሙ ሓደ ሰብ ነበረ።


ነቲ ዘመን ፍለጥዎ፤ ካብ ድቃስ እትበራበሩሉ እዋን ሕዚ እዩ፤ ምድሓንና፥ ካብቲ ዝኣመንናሉ ጊዜ፥ ሕዚ የመና ቐሪቡ ኣሎ።


ቅንዕና ንምግባር ተበራበሩ፤ ሓጢኣትውን ኣይትግበሩ፤ ገሊኣቶም ካባኻትኩም፥ ንእግዚኣብሄር ዘይፈልጥዎ ኣለዉሞ፥ ምእንቲ ኽትሓፍሩ ኢለ እየ፥ እዙይ ዝብል ዘለኹ።


ስለዙይ ከዓ እዩ፥ “ኣታ ደቂስካ ዘለኻ ተበራበር፤ ካብ ምዉታንውን ተስእ፤ ክርስቶስ ከዓ ኸብርሀልካ እዩ” ዝተብሃለ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos