Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሩት 4:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ቦኤዝ ከዓ ነቶም ዓበይትን ንዅሉ ህዝብን፥ “ንኣቤሜሌክን ንክልዎንን ንመሓሎንን ዝነበረ ዅሉ፥ ካብ ኑሓሚን ከም ዝዓደግክዎ፥ ሎሚ ንስኻትኩም ምስክር ኢኹም።

Ver Capítulo Copiar




ሩት 4:9
6 Referencias Cruzadas  

“ኣይፋልካን ጐይታይ፥ ስምዐኒ ደኣ፤ እታ ግራትን፥ እታ ኣብኣ ዘላ በዓትን፥ ደቂ ህዝበይ እናረአዩ እህበካ ኣለኹ፥ ሬሳኻ ቕበር” በሎ።


ስም እቲ ሰብኣይ ኣቤሜሌክ፥ ስም ሰበይቱ ኸዓ ኑሓሚን፥ ስም ክልቲኦም ደቁውን መሓሎን ኬሌዎንን ይብሃሉ ነበሩ። ንሳቶም ኣብ ቤተ ልሔም ናይ ይሁዳ ዝቕመጡ ኤፍራታውያን ነበሩ። ናብ ምድሪ ሞኣብ ከይዶም ከዓ ኣብኣ ተቐመጡ።


ስም እቲ ምዉት ድማ ኻብ ማእኸል ኣሕዋቱን ካብ ዝኽሪ ዓዱን ከይጠፍእ፥ ርስቲ እቲ ምዉት ብስሙ ምእንቲ ኽፅዋዕ ኢለ ንሩት እታ ሞኣባዊት ሰበይቲ ማሕሎን፥ ሰበይተይ ክትኮነኒ ኸም ዝወሰድክዋ ሎሚ ምስክር ኢኹም” በሎም።


እቲ ናይ ቀረባ ዘመድ ከዓ ንቦኤዝ “ንስኻ ዓድጎ” በሎ፤ ሳእኑውን ኣውፅአ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos