21 ሰልሞን ንቦኤዝ ወለደ፤ ቦኤዝ ንኢዮቤድ ወለደ፤
ሰልሞን ካብ ራኬብ ንቦኤዝ ወለደ፥ ቦኤዝ ካብ ሩት ንኢዮቤድ ወለደ፥ ኢዮቤድ ንእሴይ ወለደ፥
ወዲ እሴይ፥ ወዲ ኢዮቤድ፥ ወዲ ቦኤዝ፥ ወዲ ሰልሞን፥ ወዲ ነኣሶን፥
ቦኤዝ ድማ ነቲ ኣብ ልዕሊ እቶም ዓፃዶ ሓላፊ ንዝነበረ ሓሽከሩ “እዛ መርዓት እዚኣ እንታወይቲ እያ?” በሎ።
ኣሚናዳብ ንነኣሶን ወለደ፤ ነኣሶን ንሰልሞን ወለደ፤
ኢዮቤድ ንእሴይ ወለደ፤ እሴይ ከዓ ንዳዊት ወለደ።