Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሩት 2:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ኣበየናይ ግራት ከም ዝዓፅዱ ርኢኺ ደድሕሪኣቶም ሰዓቢ። ነቶም ኣገልገልተይ ከይነኽኡኺ ኣዚዘዮም ኣለኹ። ማይ እንተ ፀምአኪ ድማ ናብቲ እቶም ኣገልገልተይ ቀዲሖም ዝሰትዩሉ ዕትሮታት ኬድኪ ስተዪ” በላ።

Ver Capítulo Copiar




ሩት 2:9
11 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ከዓ ብሕልሚ፥ “ኣነውን ነዙይ ብንፁህ ልብኻ ኸም ዝገበርካዮ ፈሊጠ፥ ኣብ ቅድመይ ሓጢኣት ከይትገብር ከልከልኩኻ። ስለዙይውን ክትቀርባ ኣይፈቐድኩልካን።


“ኣቱም ፈተውተይ፥ ኢድ እግዚኣብሄር ወቒዓትኒ እያ እሞ፥ ደንግፁለይ! ራህርሁለይ!


ናብ ሰበይቲ ብፃዩ ዘኣቱ ኸዓ ኸምኡ እዩ፤ ኵሉ ዝነኽኣውን እንተይተቐፅዐ ኸቶ ኣይተርፍን።


ካብዞም ኣናእሽተይ ንሓደ እኳ፥ ብስም ደቀ መዝሙረይ ፅዋዕ ዝሑል ማይ ዘስቲ፥ ዓስቡ ኸቶ ኸም ዘይስእን ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።”


ብዛዕባ እቲ ዝፀሓፍኩምለይ ነገር ድማ፥ ሰብኣይ ናብ ሰበይቲ እንተ ዘይቀረበ ይሐይሽ።


እቲ ኻብ እግዚኣብሄር ዝተወለደ፥ ሓጢኣት ከም ዘይገብር ንፈልጥ ኢና። እቲ ኻብ እግዚኣብሄር ዝተወለደ ርእሱ ይሕሉ፤ እቲ ኽፉእውን ኣይነኽኦን።


ሽዑ ንሳ ብገፃ ናብ ምድሪ ተደፊኣ ሰገደትሉ፤ “ኣነ ጋሻ እንትኸውን ብኣይ ንኽትግደስ ከመይ ኣብ ቅድሜኻ ዕድል ረኸብኩ?” በለቶ።


ሽዑ ቦኤዝ ንሩት “ስምዒ እዛ ጓለይ! ነዘን ኣገልገልተይ እናተኸተልኪ ድኣ ቐርሚ እምበር፥ ክትቅርሚ ኢልኪ ናብ ካልእ ግራት ኣይትኺዲ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos