Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሩት 2:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 ሩት ከዓ፥ ዓፂድ ስገምን ዓፂድ ስርናይን ክሳዕ ዝውዳእ፥ ምስተን ኣገልገልቲ ቦኤዝ ኮይና ትቕርም ነበረት። ምስ ሓማታ ድማ ትቕመጥ ነበረት።

Ver Capítulo Copiar




ሩት 2:23
11 Referencias Cruzadas  

ስገም ሸዊቱ፥ እንጣጢዕውን ፈርዩ ነበረ እሞ ጠፍአ።


ለባም ውሉድ ተግሳፅ ኣቦኡ ይሰምዕ፤ መላገፂ ግና ተግሳፅ ኣይሰምዕን።


ምስ ለባም ዝመላለስ ለባም ይኸውን፤ ምስ ዓያሹ ዝተዓራረኽ ግና መከራ ይቕበል።


ጴጥሮስ ኣብ ታሕቲ ኣብ ውሽጢ ቕፅሪ እንተሎ፥ ሓንቲ ኻብተን ኣግራድ ሊቀ ካህናት መፀት።


ኣይትታለሉ፤ ሕማቕ ዕርክነት ንፅቡቕ ባህርይ የበላሽዎ እዩ።


“ካብታ ምዕፃድ እኽሊ እትጅምሩላ ሸውዓተ ሰሙን ቍፀሩ።


ኑሓሚን ተመለሰት፤ እታ ሞኣባዊት ሰበይቲ ወዳ ሩት ከዓ ምስኣ ነበረት። ንሳተን ኣብ ቤተ ልሔም ዝበፅሓሉ ጊዜ መጀመርታ ዓፂድ ስገም ነበረ።


ኑሓሚን ድማ ንሩት ሰበይቲ ወዳ “ጓለይ፥ ምስተን ኣገልገልቱ እንተ ወፈርኪ ኣብ ካልእ ግራት እንተ ዘይረኸቡኺ ፅቡቕ እዩ” በለታ።


ኑሓሚን ሓማታ ድማ ንሩት፦ “ጓለይ፥ ፅቡቕ ክኾነልኪ ዕረፍቲዶ ኣይደልየልክን እየ?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos