Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሩት 2:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 ኑሓሚን ድማ ንሩት ሰበይቲ ወዳ “ጓለይ፥ ምስተን ኣገልገልቱ እንተ ወፈርኪ ኣብ ካልእ ግራት እንተ ዘይረኸቡኺ ፅቡቕ እዩ” በለታ።

Ver Capítulo Copiar




ሩት 2:22
5 Referencias Cruzadas  

ፈታዊኻን ፈታዊ ኣቦኻን ኣይትሕደግ፤ ብመዓልቲ መከራኻ እንዳ ሓውካ ኣይትኺድ፤ ካብ ርሑቕ ዘሎ ሓው፥ ኣብ ቀረባ ዘሎ ጐረቤት የሐይሽ።


ኣቲ ኻብ ኣንስቲ እትፅብቒ፥ ዘይትፈልጢ እንተ ዄንኪ፥ ኣስኣሰር መጓሰ ተኸቲልኪ ውፂ፤ መሓስእ ኣጣልኪ ኣብ ጥቓ ድንኳናት ጓሶት ኣውፍሪ።


ጴጥሮስ ኣብ ታሕቲ ኣብ ውሽጢ ቕፅሪ እንተሎ፥ ሓንቲ ኻብተን ኣግራድ ሊቀ ካህናት መፀት።


እታ ሞኣባዊት ሩት ከዓ “ንሱስ ‘ብዘሎ ዓፂደይ ክሳዕ ዝውዳእ ካብቶም ኣገልገልተይ ኣይትፈለዪ’ ኢሉኒ” በለታ።


ሩት ከዓ፥ ዓፂድ ስገምን ዓፂድ ስርናይን ክሳዕ ዝውዳእ፥ ምስተን ኣገልገልቲ ቦኤዝ ኮይና ትቕርም ነበረት። ምስ ሓማታ ድማ ትቕመጥ ነበረት።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios