Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሩት 1:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ምስ ክልቲአን ኣንስቲ ደቃ ከዓ ኻብታ ዝነበረታ ቦታ ወፂኣ ነታ ናብ ምድሪ ይሁዳ እትወስድ መንገዲ ሓዘት።

Ver Capítulo Copiar




ሩት 1:7
6 Referencias Cruzadas  

እተን ሸውዓተ ዓመት ምስ ተወድኣ እታ ሰበይቲ ኻብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን ተመለሰት፤ ብዛዕባ ቤታን ግራታን ክትጠርዕ ናብ ንጉስ ከደት።


ሙሴ ድማ ንሓሙኡ ኣፋነዎ፤ ዮቶር ከዓ ናብ ሃገሩ ተመለሰ።


“ኣይፋልናን፤ ምሳኺ ናብ ህዝብኺ ኽንምለስ ኢና” በላኣ።


ሽዑ መሊሰን ድምፀን ዓው ኣቢለን በኸያ። ዖርፋ ንሓማታ ሰዓመታ፤ ሩት ግና ምስኣ ተፀግዐት።


ሽዑ ንሳ ኣብ ምድሪ ሞኣብ እንተላ፥ እግዚኣብሄር ንህዝቡ ኸም ዝተመልከቶም፥ እንጀራውን ከም ዝሃቦም ሰምዐት እሞ፥ ምስ ክልቲአን ኣንስቲ ደቃ ኻብ ምድሪ ሞኣብ ክትምለስ ተልዓለት።


ኑሓሚን ከዓ ንኽልቲአን ኣንስቲ ደቃ “ኪዳ፥ ነፍሲ ወከፍክን ነናብ ገዛ እኖታትክን ተመለሳ። ከምቲ ነቶም ምዉታትን ንኣይን ፅቡቕ ዝገበርክናኦ፥ እግዚኣብሄር ንኣኻትክንውን ፅቡቕ ይግበረልክን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos