Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሩት 1:19 - መፅሓፍ ቅዱስ

19 ክልቲአን ናብ ቤተ ልሔም ተጕዓዛ። ናብ ቤተ ልሔም ምስ ኣተዋ ድማ፥ ህዝቢ እታ ኸተማ ተገሪሙ ብምሉኡ ወፀ። “እዚኣስ እምበርዶ ኑሓሚን እያ” እናበሉ ዋጭ ዋጭ በሉ።

Ver Capítulo Copiar




ሩት 1:19
6 Referencias Cruzadas  

ሰልሞን ካልኣይ ወዱ፥ ንቤተ ልሔም ወለደ፤ ሓሬፍ ሳልሳይ ወዱ ኸዓ ኣቦ ቤት ጋዴር እዩ።


እታ ቐደም ዝተመስረተት ሕጕስቲ ኸተማ ጢሮስ እዚኣ ድያ? እታ ንብዙሓት ናብ ሰገር ባሕሪ እትሰዶም ዝነበረት ከተማ እዚኣ ድያ?


ሳምኬት። ኵሎም ሓለፍቲ መንገዲ፥ ንጓል ኢየሩሳሌም እናፋፀዩ፥ “እዚኣ ድያ እታ ፍፁም ዝመልክዓ፥ ሓጐስ ኵላ ምድሪ እትብሃል ከተማ?” እናበሉ በእዳዎም የጣቕዑልኪ፤ ርእሶም እናነቕነቑ ኸዓ የባጭዉልኪ ኣለዉ።


ናብ ኢየሩሳሌም ምስ ኣተወ ኸዓ፥ ኵላ እታ ኸተማ “መን እዩ እዙይ?” እናበለት ተናወፀት።


ንሳ ድማ “እቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ ንህይወተይ ብዙሕ ከም እትመርር ገይርዋ እዩ እሞ፥ ማራ ደኣ በሉኒ እምበር ኑሓሚን ኣይትበሉኒ።


ንሱ ድማ “ንሳ ምስ ኑሓሚን ካብ ምድሪ ሞኣብ ዝመፀት ሞኣባዊት እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos