Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሩት 1:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ኑሓሚን ግና “ደቀይ! ንምንታይ ኢኽንከ ምሳይ እትኸዳ? ተመለሳ ደኣ፥ ደጊምዶ ሰብኡትክን ዝኾኑ ደቂ ኣብ ከርሰይ ኣልዮምኒ?

Ver Capítulo Copiar




ሩት 1:11
5 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ይሁዳ፥ ንሴሎም ወዱ ኸም ኣሕዋቱ ኸይመውት ኢሉ ንትእማር ሰበይቲ ወዱ፥ “ወደይ ሴሎም ክሳዕ ዝዓቢ ኺዲ፥ ኣብ እንዳ ኣቦኺ መበለት ኴንኪ ተቐመጢ” በላ። ትእማር ድማ ኸይዳ ኣብ እንዳ ኣቦኣ ተቐመጠት።


ኣውናን ግና እቲ ሓድጊ ንእኡ ኸም ዘይኸውን ፈለጠ። ሽዑ ናብ ሰበይቲ ሓዉ ኽኣቱ እንተሎ፥ ንሓዉ ሓድጊ ምእንቲ ኸይህብ ኢሉ ነቲ ዘርኡ ናብ ምድሪ የፍስሶ ነበረ።


“ኣሕዋት ብሓንሳእ እንተ ተቐመጡ እሞ፥ እቲ ሓደ ውሉድ ዘይብሉ እንተ ሞተ፥ ሰበይቲ እቲ ዝሞተ ኻብ ቤተ ሰብ ወፃኢ ንኻልእ ኣይትመርዖ። እቲ ሓሙታ ተመርዕዩ ንባዕሉ ይውረሳ እሞ ናይ ሓሙት ግቡእ ይፈፅመላ።


“ኣይፋልናን፤ ምሳኺ ናብ ህዝብኺ ኽንምለስ ኢና” በላኣ።


ደቀይ! ሰብኣይ ከየእቱ ኣሪገ እየ፤ ኪዳ ደኣ ተመለሳ። ተስፋ እንተ ዝህልወኒ፥ አረ ሎሚ ለይቲ እኳ ሰብኣይ እንተ ዘእቱሞ፥ ኣወዳት ከዓ እንተ ዝወልድ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos