Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሮሜ 9:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 እቲ ቓል ተስፋ “ንዓመታ ኸምዛ እዋን እዚኣ ኽመፅእ እየ፤ ሳራ ኸዓ ወዲ ኽትወልድ እያ” ዝብል ነበረሞ።

Ver Capítulo Copiar




ሮሜ 9:9
7 Referencias Cruzadas  

ግና ምስቲ ሳራ ንዓመታ፥ ከምዛ ጊዜ እዚኣ እትወልደልካ ይስሓቅ፥ ኪዳነይ ከቕውም እየ” በሎ።


ሽዑ፥ እግዚኣብሄር “ንዓመታ ኸምዛ እዋን እዚኣ፥ ብርግፅ ክምለሰካ እየ፤ ሰበይትኻ ሳራ ድማ ወዲ ኽትወልድ እያ” በሎ። ሳራ ኸዓ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ ብድሕሪኡ ዝነበረ ድንኳን ስለ ዝነበረት እዙይ ሰምዐት።


ንእግዚኣብሄርዶ ዝሰኣኖ ነገር ኣሎ እዩ? ንዓመታ ኸምዛ እዋን እዚኣ ኽምለሰካ እየ፤ ሳራ ድማ ወዲ ኽትወልድ እያ” በሎ።


ሳራ ጠነሰት፤ በቲ እግዚኣብሄር ዝተዛረቦ እዋን ከዓ፥ ንኣብርሃም ኣብ እርግናኡ ወዲ ወለደትሉ።


ሕዚ ኸዓ እነግረኩም ኣለኹ፥ ነዞም ሰባት እዚኣቶም ሕደግዎም፤ ኣይትንክእዎም፤ እዝ ምኽሪ እዙይን፥ እዝ ግብሪ እዙይን፥ ካብ ሰብ እንተ ኾይኑ ኽፈርስ እዩ።


ኣብርሃም ምስ ተፈተነ፥ ንይስሓቅ ብእምነት ክስውኦ ኣቕረቦ። ተስፋ ተቐቢሉ እንተ ነበረ እኳ፥ ከምኡውን “ብይስሓቅ ዘርኢ ኽፅውዐልካ እዩ” ተብሂሉ እንተ ነበረ፥ ነቲ ሓደ ወዱ ወፈዮ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos