10 እዙይ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ርብቃውን ካብ ሓደ ኣቦና ይስሓቅ ምስ ጠነሰት፥
ምስ እዝ ዅሉ ድማ፥ ካብዙይ ናባኻትኩም ከይሓልፉ፥ ኣብኡ ዘለዉውን ናባና ኸይሳገሩስ፥ ኣብ መንጎናን መንጎኹምን፥ ዓብዪ ፀድፊ ኣሎ” በሎ።
እዙይ ጥራሕ ግና ኣይኮነን፤ በቲ ብእኡ ዕርቂ ዝረኸብና ብጐይታና ብኢየሱስ ክርስቶስ ጌርና፥ ብእግዚኣብሄር ንምካሕ ኣለና።
በዙይ ጥራሕ ኣይኮነን፤ እቲ መከራ፥ ትዕግስቲ ኸም ዘምፅእ ስለ ዝፈለጥና፥ ብመከራና ድማ ንምካሕ እምበር።