Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሮሜ 4:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 “እቶም በደሎም ይቕረ ዝተብሃለሎም፥ ሓጢኣቶምውን ዝተሓደገሎም፥ ብፁኣን እዮም።

Ver Capítulo Copiar




ሮሜ 4:7
10 Referencias Cruzadas  

ሓጢኣት ህዝብኻ ይቕረ በልካ፤ ኵሉ በደሎምውን ከደንካ።


እንሆ ኸዓ ኣብ ዓራት ዝደቀሰ ሓደ መፃጕዕ ናብኡ ኣምፅኡሉ፤ ኢየሱስ ድማ እምነቶም ሪኡ፥ ነቲ መፃጕዕ “ኣይዞኻ ወደይ! ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ እዩ” በሎ።


ዳዊት ብዛዕባ እቲ ብግብሪ ዘይኮነስ ብዛዕባ እቲ ብኸምኡ እግዚኣብሄር ዘፅድቖ ሰብ፥ ብፁእ ከም ዝኾነ ኽዛረብ እንተሎ፥ ከምዙይ ይብል፦


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos