Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ራእይ ዮሃንስ 6:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ነቲ ኻልኣይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ድማ፥ እቲ ኻልኣይ እንስሳ፥ “ነዓ ረአ” በለኒ።

Ver Capítulo Copiar




ራእይ ዮሃንስ 6:3
4 Referencias Cruzadas  

ንሳቶም ድማ ኸይዶም፥ ነቲ ናይ መቓብር እምኒ ብማሕተም ሓቲሞም፥ ነቲ መቓብር ብወታደራት ኣፅኒዖም ኣሐለውዎ።


እቲ ቐዳማይ እንስሳ፥ ኣንበሳ ይመስል፤ እቲ ኻልኣይ እንስሳ፥ ብዕራይ ይመስል፤ እቲ ሳልሳይ እንስሳ ኸዓ፥ ናይ ሰብ ዝመስል ገፅ ኣለዎ፤ እቲ ራብዓይ እንስሳ ድማ፥ ዝነፍር ንስሪ ይመስል።


እቲ በጊዕ፥ ካብቲ ሸውዓተ ማሕተማት፥ ነቲ ቐዳማይ ክፈትሖ እንተሎ ረአኹ። ሓደ ኻብቶም ኣርባዕተ እንስሳ ድማ፥ ከም ነጐድጓድ ብዝመስል ድምፂ፥ “ነዓ ረአ” እንትብል ሰማዕኹ።


ነቲ ሻውዓይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸዓ፥ ኣብ ሰማይ ንፍርቂ ሰዓት ዝኣክል፥ ህድኣት ኮነ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos