Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ራእይ ዮሃንስ 21:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ብምብራቕ ሰለስተ ኣፍ ደገ፥ ብሰሜን ሰለስተ ኣፍ ደገ፥ ብደቡብ ሰለስተ ኣፍ ደገ፥ ብምዕራብ ሰለስተ ኣፍ ደገ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ራእይ ዮሃንስ 21:13
3 Referencias Cruzadas  

ዓሰርተ ኽልተ ኣፍ ደገ ዘለዎ፥ ዓቢይን ነዊሕን ቅፅሪ ነበራ፤ ኣብቲ ኣፍ ደገታትውን፥ ዓሰርተ ኽልተ መላእኽቲ ነበሩ። ስም ናይቶም ዓሰርተ ኽልተ ነገድ እስራኤል ድማ፥ ኣብቲ ኣፍ ደገታት ተፅሒፉ ነበረ።


ቅፅሪ እታ ኸተማ ኸዓ፥ ዓሰርተ ኽልተ እምኒ መሰረት ነበሮ። ኣብኡ ድማ፥ ዓሰርተ ኽልተ ስም፥ ናይቶም ዓሰርተ ኽልተ ሃዋርያት እቲ በጊዕ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos