Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ራእይ ዮሃንስ 2:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ግና ነቲ ኣነ ዝፀልኦ ግብሪ ኒቆላውያን፥ ንስኻውን ትፀልኦ ኢኻ እሞ፥ እዙይ ግዳ ፅቡቕ ኣለካ።

Ver Capítulo Copiar




ራእይ ዮሃንስ 2:6
7 Referencias Cruzadas  

ኢዩ ወዲ ኣናኒ እቲ ረኣዪ ኸዓ ኽራኸቦ ወፀ፦ “ንንጉስ ኢዮሳፍጥ ከዓ፥ ነቲ ከሓዲዶ ትሕግዝ ኣለኻ ወይ ነቶም ንእግዚኣብሄር ዝፀልእዎ ኽትፈትዎም ግቡእዶ ይመስለካ? በዝ ነገር እዙይ ቍጥዓ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሌኻ ኣሎ።


ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ክፉእ ነገር ኣየንበርኩን፤ ንጠሓስቲ ሕጊ ፀላእኹ።


ማሕበር ክፉኣት ፀላእኹ፤ ምስ ዓመፅትውን ኣይቕመጥን እየ።


“ ‘እዝኒ ዘለዎ፥ እቲ መንፈስ [ቅዱስ] ንኣብያተ ክርስቲያናት ዝብለን ዘሎ፥ ይስማዕ። ነቲ ዝስዕር፥ ካብታ ኣብ ገነት እግዚኣብሄር ዘላ፥ ኦም ህይወት ክበልዕ፥ ክህቦ እየ።’


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos