Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ራእይ ዮሃንስ 16:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 እቲ ኻልኣይ መልኣኽ ድማ፥ ፅዋዑ ናብ ባሕሪ ኣፍሰሰ። እቲ ባሕሪ ኸዓ፥ ከም ናይ ዝሞተ ሰብ ደም ዝመስል ኮነ፤ ኣብቲ ባሕሪ ዝነብር፥ እስትንፋስ ዘለዎ ዅሉ ህያው ድማ ሞተ።

Ver Capítulo Copiar




ራእይ ዮሃንስ 16:3
10 Referencias Cruzadas  

ኵሉ ኣብ ኣፍንጫኡ እስትንፋስ ህይወት ዝነበሮ፥ ኣብ ደረቕ ምድሪ ዝነብር ዝነበረ ሞተ።


ንማያቶም ናብ ደም ለወጠ፤ ንዓሳታቶም ከዓ ቐተለ።


ንሩባታቶምን ንወሓዚ ማዮምን፥ ምስታይ ምእንቲ ኽስእኑ፥ ናብ ደም ለወጦ።


ኣነውን ከምቲ ዘመውትን መፍሰስቲ ደምን እተፈርዳሉ ገይረ ኽፈርደኪ ናይ ቍጥዓን ናይ ቅንኣትን ደም ከምፅአልኪ እየ።


እቶም ሽዑ ነቲ ቓሉ ዝተቐበሉ፥ ተጠመቑ። በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፥ ሰለስተ ሽሕ ዝኣኽሉ ኣመንቲ ተወሰኽዎም።


ሓንቲ ንእሽተይ ቅልዕቲ መፅሓፍ፥ ኣብ ኢዱ ሒዙ ነበረ። የማነይቲ እግሩ ኣብ ባሕሪ፥ ፀጋመይቲ እግሩ ድማ፥ ኣብ ምድሪ ረገፀ።


እዚኣቶም፥ በተን ዝንበዩለን መዓልቲታት፥ ዝናም ምእንቲ ኸይዘንም፥ ንሰማይ ክዓፅውዎ ስልጣን ኣለዎም። ንማያት ናብ ደም ክልውጥዎ፥ ንምድሪ ኸዓ፥ ብዝደለይዎ ዓይነት ክቐስፍዋ፥ ስልጣን ኣለዎም።


ሓደ ኣራዊት፥ ካብ ባሕሪ ኽወፅእ እንተሎ ረአኹ። ንሱ ዓሰርተ ኣቕርንትን ሸውዓተ ኣራእስን ነበሮ። ኣብ ኣቕርንቱ ዓሰርተ ዘውዲ፥ ኣብ ኣራእሱውን ስማት ፀርፊ ነበሮ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos