Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ራእይ ዮሃንስ 12:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 እንተ ኾነ፥ እቲ ገበልን መላእኽቱን ተስዓሩ፤ እቲ ኣብ ሰማይ ዝነበረ ቦታኣቶምውን ሰኣኑ።

Ver Capítulo Copiar




ራእይ ዮሃንስ 12:8
18 Referencias Cruzadas  

እቲ ዝረአዮ ዓይኒ መሊሱ ኣይሪኦን እዩ፤ ነቲ ዝነበረሉ ቦታውን መሊሱ ኣይሪኦን እዩ።


ናብ ቤቱ ኸቶ ኣይምለስን፤ ቦታኡውን መሊሱ ኣየለልዮን።


ካብ ቦታኡ እንተ ጠፍአ፥ ኣይረአኹኻን ኢሉ ይኽሕዶ።


ካብ ንእስነተይ ጀሚሮም ብዙሕ ጊዜ ኣብ ልዕለይ ተሰለፉ፤ ግና ኣይሰዓሩንን።


እቶም ዘጨንቑኒውን ብምንዋፀይ ደስ ከይብሎም፥ ናይ ሞት ድቃስ ከይድቅስ ነዒንተይ ኣብርሃየን።


ድሕሪ ቑሩብ ጊዜ ኽፉእ ሰብ ኣይህሉን፤ ትደልዮ፤ ቦታኡውን ኣይትረኽቦን።


ክዋግኡኻ እዮም፤ ግና ምእንቲ ኸድሕነካ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፥ ኣይስዕሩኻን እዮም” ይብል እግዚኣብሄር።


ንኣይ ክትፈርሑኒዶ ኣይግብአኩምን? ይብል እግዚኣብሄር፤ ስለ ምንታይከ ኣብ ቅድመይ ዘይትድንግፁ፥ ብሑፃ ገይረ ብናይ ዘለኣለም ትእዛዝ ንኸይሓልፍ ንባሕሪ ደረት ገበርኩሉ፤ ማዕበሉ እኳ እንተ በርትዐ ኣይሓልፎን፤ እንተ ሃመመውን ከቶ ኣይሳገሮን።


“ኣነ ኸዓ እብለካ ኣለኹ፤ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ፤ ኣብ ልዕሊ እዝ ኰዅሒ እዙይ ድማ፥ ንቤተ ክርስቲያነይ ክሓንፃ እየ፤ በርታት ሲኦልውን ኣይሕይልዋን እዮም።


ነቶም ሰፈሮም ዝሓደጉ፥ መዓርጎም ዘይሓለዉ መላእኽቲ እውን፥ በታ ዓባይ መዓልቲ ምእንቲ ኽፍረዱ፥ ብናይ ዘለኣለም መቝሕ፥ ኣብ ፀልማት ኣሲሩ ኣፅኒሕዎም ኣሎ።


ሳላ ደም እቲ በጊዕን፥ ሳላ ቓል ምስክርነቶምን ድማ ሰዓርዎ፤ ንህይወቶም ክሳዕ ሞት ኣየናሕሰዩላን።


ኣብ ሰማይ ከዓ ውግእ ኾነ፤ ሚካኤልን መላእኽቱን፥ ነቲ ገበል ተዋግእዎ። እቲ ገበልን መላእኽቱን ድማ ተዋግእዎም።


እቲ ንዅላ ዓለም ዘስሓታ ዓብዪ ገበል፥ ተደርበየ፤ ንሱ እቲ ዲያብሎስ ወይ ሰይጣን ዝበሃል፥ ናይ ጥንቲ ተመን እዩ፤ ናብ ምድሪ ተደርበየ፤ መላእኽቱውን ምስኡ ተደርበዩ።


ድሕሪዙይ ዓብዪ ፃዕዳ ዙፋንን፥ ነቲ ኣብኡ ዝተቐመጠን ረአኹ፤ ሰማይን ምድርን፥ ካብ ቅድሚኡ ሃደሙ፤ ቦታውን ኣይተረኽበሎምን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos