Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ራእይ ዮሃንስ 10:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ናብቲ መልኣኽ ከይደ ድማ፥ “ነታ ንእሽተይ መፅሓፍ ሃበኒ” በልክዎ። ንሱ ኸዓ፥ “ውሰዳ እሞ ብልዓያ፤ ንኸብድኻ መራር ክትከውን እያ፤ ኣብ ኣፍካ ግና፥ ከም መዓር ጥዕምቲ ኽትከውን እያ” በለኒ።

Ver Capítulo Copiar




ራእይ ዮሃንስ 10:9
7 Referencias Cruzadas  

ካብ ትእዛዝ ከንፈሩውን ኣይተመለስኩን፤ ካብ ኵሉ ሃብተይ ኣብሊፀ፥ ንቓል ኣፉ ኣብ ልበይ ዓቘርክዎ።”


ቃልካ ምስ ረኸብኩ በላዕኽዎ፤ ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰራዊት፥ ብስምካ ተሰምየ እየ እሞ፥ ቃልካ ሓጐሰይን ፍስሃ ልበይን ኮነኒ።


“ንስኻ ግና ኣታ ወዲ ሰብ፥ ዝብለካ ዘለኹ ስማዕ፤ ከምታ ዓማፂት ቤት፥ ዓማፂ ኣይትኹን፤ ኣፍካ ኽፈት፤ ነዝ ዝህበካ ዘለኹ ድማ ብልዓዮ።”


እቲ መንፈስ ከዓ ኣልዒሉ ወሰደኒ፤ ኣነውን ብምረት፥ መንፈሰይ ተቘጢዑ ኸድኩ፤ ኢድ እግዚኣብሄር ድማ ኣብ ልዕለይ በርቲዓ ነበረት።


ብሰንኪ እዝ ነገራት እዙይ፥ ቍጥዓ እግዚኣብሄር፥ ኣብ ልዕሊ እቶም ዘይእዘዙ ውሉድ ክወርድ እዩ።


ነታ ንእሽተይ መፅሓፍ ከዓ፥ ካብ ኢድ እቲ መልኣኽ ወሲደ፥ በላዕኽዋ፤ ኣብ ኣፈይ ከም መዓር ጠዓመትኒ፤ ምስ በላዕኽዋ ግና፥ ንኸብደይ መረረታ እሞ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos