Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ራእይ ዮሃንስ 10:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ነታ ንእሽተይ መፅሓፍ ከዓ፥ ካብ ኢድ እቲ መልኣኽ ወሲደ፥ በላዕኽዋ፤ ኣብ ኣፈይ ከም መዓር ጠዓመትኒ፤ ምስ በላዕኽዋ ግና፥ ንኸብደይ መረረታ እሞ፥

Ver Capítulo Copiar




ራእይ ዮሃንስ 10:10
9 Referencias Cruzadas  

ቃለይ ንእኡ ይጥዓሞ፤ ኣነውን ብእግዚኣብሄር ደስ ክብለኒ እዩ።


ቃልካ ንጐረሮይ ጥዑም እዩ፤ ንኣፈይ ካብ መዓርን ካብ ወለላን ዝበለፀ መቀረኒ።


ካብ ወርቅን ካብ ዝኸበረ ዕንቍን ይፍቶ፤ ካብ መዓርን፥ ካብ ወለላ መዓርን ድማ ይጥዕም።


ልዙብ ቃል ወለላ መዓር እዩ፤ ንነፍስኻ ጥዑም፥ ነዕፅምትኻ ኸዓ ፈውሲ እዩ።


ንሱ ኸዓ ኣብ ቅድመይ ዘርግሓ፤ ብውሽጣን ብደገኣን ተፅሒፍዋ ነበረ፤ ኣብኣ ኸዓ ቝዘማን ብኽያትን ዋይ ዋይታን ተፅሒፍዋ ነበረ።


እቲ መንፈስ ከዓ ኣልዒሉ ወሰደኒ፤ ኣነውን ብምረት፥ መንፈሰይ ተቘጢዑ ኸድኩ፤ ኢድ እግዚኣብሄር ድማ ኣብ ልዕለይ በርቲዓ ነበረት።


ንሱ ኸዓ “ኣታ ወዲ ሰብ፥ ከብድኻ ኣፅግብ፥ ንውሽጢ ኸብድኻውን በዛ ዝህበካ መፅሓፍ ምልኣዮ” በለኒ፤ ሽዑ በላዕኽዋ፤ ኣብ ኣፈይውን ከም መዓር ጠዐመት።


“ኣብ ልዕሊ ብዙሓት ህዝብታትን፥ ኣህዛብን፥ ዝተፈላለየ ቛንቋታት ንዝዛረቡ ህዝብን፥ ነገስታትን፥ ደጊምካ ኽትንበ ኣለካ” በለኒ።


ናብቲ መልኣኽ ከይደ ድማ፥ “ነታ ንእሽተይ መፅሓፍ ሃበኒ” በልክዎ። ንሱ ኸዓ፥ “ውሰዳ እሞ ብልዓያ፤ ንኸብድኻ መራር ክትከውን እያ፤ ኣብ ኣፍካ ግና፥ ከም መዓር ጥዕምቲ ኽትከውን እያ” በለኒ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos