Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 99:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ሙሴን ኣሮንን ኣብ ማእኸል ካህናቱ፥ ሳሙኤል ከዓ ኣብ ማእኸል እቶም ስሙ ዝፅውዑ እዮም፤ ንሳቶም ንእግዚኣብሄር ፀውዕዎ፤ ንሱውን መለሰሎም።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 99:6
16 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ “ስለ ምንታይ ናባይ እትምህለል? ንደቂ እስራኤል ክጐዓዙ ንገሮም።


ሙሴ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለለ። እግዚኣብሄር ሓንቲ ዕንፀይቲ ኣርኣዮ፤ ንሱ ድማ ናብቲ ማይ ደርበያ፤ እቲ ማይ ከዓ ጠዓመ። ኣብኡ ሕግን ስርዓትን ገበረሎም፤ ኣብኡ ኸዓ ፈተኖም።


ሙሴ ድማ “ነዞም ህዝቢ እዚኣቶም እንታይ ክገብሮም እየ? ብእምኒ ቐጥቂጦም ክቐትሉኒ ቑሩብ ተሪፍዎም ኣሎ” ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ኣእወየ።


ብፅባሒቱ ሙሴ ነቶም ህዝቢ “ንስኻትኩም ዓብዪ ሓጢኣት ገበርኩም። ሕዚ ኸዓ፥ ምናልባሽ ስርየት ሓጢኣት እንተ ረኸብኩልኩም፥ ናብ እግዚኣብሄር ክድይብ እየ” በሎም።


ሽዑ እግዚኣብሄር ከምዙይ በለኒ፤ “ሙሴን ሳሙኤልን እኳ ኣብ ቅድመይ ደው ኢሎም እንተ ዝልምኑኒ፥ ነዞም ህዝቢ እዚኣቶም ልበይ ኣይርህርሀሎምን፥ ካብ ቅድሚ ገፀይ ኣውፅኣዮምሞ ይኺዱ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos