Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 99:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 እግዚኣብሄር ኣብ ፅዮን ዓብዪ እዩ፤ ንሱ ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣህዛብ ልዕል ልዕል በለ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 99:2
15 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣህዛብ ልዑል እዩ፤ ክብሩ ኸዓ ልዕሊ ዅሉ ሰማያት እዩ።


ንኣህዛብ ኣብ ትሕቴና፥ ንወገናትውን ኣብ ትሕቲ እግርና ኣግዝአልና።


እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ነገሰ፤ እግዚኣብሄር ኣብ ዙፋን ቅድስናኡ ይቕመጥ።


ካብ ፅባቐ ኽብሩ ኻብ ፅዮን፥ እግዚኣብሄር ብገሃድ ክመፅእ እዩ።


ብሓይሉ ንዘለኣለም ይገዝእ፤ ኣዒንቱ ድማ ንኣህዛብ ይምልከታ፤ ዓመፀኛታት ንርእሶም ልዕል ልዕል ኣየብሉ።


ኦ ጐይታ፥ ንስኻ በይንኻ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ምድሪ ልዑል ኢኻሞ፤ ካብ ኵሎም ኣማልኽቲውን የመና ልዕል ልዕል በልካ።


ኣቲ ኣብ ፅዮን እትነብሪ፥ ናይ እስራኤል ቅዱስ፥ ኣብ ማእኸልኪ ልዕል ልዕል ኢሉ እዩ እሞ፥ ተሓጐሲ፤ ዕልልውን በሊ።”


ነቶም ልኡኻት ህዝቢ እንታይ ኢልካ ምምላስ ይግባእ? እግዚኣብሄር ንፅዮን ከም ዝመስረታ፥ እቶም ፅጉማት ህዝቡ ኸዓ ኣብኣ መፀግዒ ኸም ዝረኽቡ ዝብል እዩ።


ኣብ ያእቆብ ክፍኣት ኣይተመልከተን፤ ኣብ እስራኤል ከዓ ሕሰም ኣይረኣየን፤ እግዚኣብሄር ኣምላኾም ምስኣቶም እዩ፤ ዕልልታ እቲ ንጉስውን ኣብ ማእኸሎም ኣሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos