Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 9:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ፀላእተይ ንድሕሪት ምስተመለሱ፥ ሰንከልከል ኢሎም ካብ ቅድሜኻ ኽጠፍኡ እዮም።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 9:3
9 Referencias Cruzadas  

ንስኻ ግና፥ ንስኻ ግሩም ኢኻ፤ ንመዓትካ መን ይቃወሞ?


ብሓዊ ተቓፂላ ኣላ፤ ተነቒላውን ኣላ፤ ካብ ተግሳፅ ገፅካ ዝተልዓለ ይጠፍኡ ኣለዉ።


ኦ ጐይታ፥ ተስፋይ ንስኻ ኢኻ፤ ንልዑልውን መፀግዒኻ ገበርካዮ፤


ብንግሆ ምሕረትካ፥ ብለይቲውን ተኣማንነትካ ምንጋር ሰናይ እዩ።


ዘይተፀበናዮ ዘገርም ግብሪ ምስ ገበርካ፥ ወረድካ እሞ እምባታት ኣብ ቅድሜኻ ኣንቀጥቀጡ።


ነቲ ዝመስከርናልኩም ስለ ዝተቐበልኩምዎ፥ በታ ብቕዱሳኑ ዝኸብረላን፥ በቶም ዝኣምኑ ዅሎም ዝድነቐላን መዓልቲ፥ ንሳቶም፥ ካብ ገፅ ጐይታ ኾነ፥ ካብ ግርማ ሓይሉ ኽርሕቑ፥ ብናይ ዘለኣለም ጥፍኣትውን ክቕፅዑ እዮም።


ድሕሪዙይ ዓብዪ ፃዕዳ ዙፋንን፥ ነቲ ኣብኡ ዝተቐመጠን ረአኹ፤ ሰማይን ምድርን፥ ካብ ቅድሚኡ ሃደሙ፤ ቦታውን ኣይተረኽበሎምን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios