Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 3:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ኦ ጐይታ፥ ዘጭንቑለይ ክንደይ ይበዝሑ! ክንደይከ እዮም ኣባይ ዝለዓሉ!

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 3:1
7 Referencias Cruzadas  

ኣቤሴሎምን እቲ ምስኡ ዝነበረ ዅሉ ህዝቢ እስራኤልን ናብ ኢየሩሳሌም ኣተዉ፤ ኣኪጦፌልውን ምስኡ ነበረ።


ነቶም ዝኣምኑኻ፥ ካብ ዝቃወሙ ብየማንካ እተድሕኖም፥ እቲ ዘደንቕ ሕያዋይነትካ ግለፅ።


ሓው ንሓዉ፥ ኣቦ ንውሉዱ፥ ንሞት ኣሕሊፉ ኽህብ እዩ፤ ውሉድውን ኣብ ልዕሊ ወለዶም ክለዓሉ፥ ክቐትልዎምውን እዮም።


ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸዓ “ደሙ ኣብ ልዕሌናን፥ ኣብ ልዕሊ ደቅናን ይኹን!” ኢሎም መለሱሉ።


እዞም ነገስታት እዚኣቶም ኵሎም ተኣኪቦም ምስ እስራኤል ክዋግኡ ኣብ ማይ ማሮን መፂኦም ብሓደ ሰፈሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos